ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን መድረኽ ዘተ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ካብ ወረዳታት እታ ዞባ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ይሳተፉ ኣለው።

•
Feb. 12, 2025
ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን መድረኽ ዘተ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ካብ ወረዳታት እታ ዞባ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ይሳተፉ ኣለው።
ማሕበር ሳይክል ንጥዕና ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል 11 ለካቲት ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ሽረ በፂሕኻ መልሲ ጉዕዞ ሳይክል የካይዱ ኣለው። መበገሲኡ ሎሚ 5 ለካቲት ካብ ከተማ መቐለ በሪ ሓወልቲ ስውኣት ዝገበረ እቲ ጉዕዞ ሳይክል ሽረ በ...
ተወሳኺ ንባብመበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዩ በዓል 11 ለካቲት ንምድማቕ ዝተዳለወ ንሕንሕ ኩዕሶ እግሪ ጋንታ ክፍለ ከተማ ኲሓ ንመጋጥምታ ብምስዓር ተዓዋቲት ዋንጫ ለካቲት ኮይና። ኣብዚ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣባል ስራሕ ፈፃሚ ውድብና ህወሓትን ከንቲባ ከተማ መቐለ ዶ/ር ረዳኢ በርሀን ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓትን ከምኡ’ውን መ...
ተወሳኺ ንባብን20 መዓልታት ዝዘልቕ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ 3 ለካቲት 2017 ዓ/ም ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡ እቲ ወፍሪ መቐፀልታ ንዝሓለፉ ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ወርሒ ለካቲት ከካይዶ ዝፀንሐ ሰፊሕ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን እዩ፡፡ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን እዚ ዓመት ካብ 26 ክሳብ 30 ጥሪ 2017 ዓ/ም ብዜ...
ተወሳኺ ንባብ