Skip navigation

ኣከባብራ መበል 50 ዓመት ለካቲት 11!

መድረኽ ዘተ ዞባ ደቡብ ምብራቕ

ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን መድረኽ ዘተ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ወረዳታት እታ ዞባ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ይሳተፉ ኣለው። #ሓምሳ_ዓመት_ኣብ_ቃልሲ_ፅንዓትን_ዓወትን ...

ተወሳኺ ንባብ
ማሕበር ሳይክል ንጥዕና ኣዲስ ኣበባ ሽረ በፂሕኻ መልሲ ጉዕዞ ሳይክል የካይዱ

ማሕበር ሳይክል ንጥዕና ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል 11 ለካቲት ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ሽረ በፂሕኻ መልሲ ጉዕዞ ሳይክል የካይዱ ኣለው። መበገሲኡ ሎሚ 5 ለካቲት ካብ ከተማ መቐለ በሪ ሓወልቲ ስውኣት ዝገበረ እቲ ጉዕዞ ሳይክል ሽረ በ...

ተወሳኺ ንባብ
ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ክፍለ ከተማ ኲሓ ንመጋጥምታ ብምስዓር ተዓዋቲት ዋንጫ ለካቲት ኮይና

መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዩ በዓል 11 ለካቲት ንምድማቕ ዝተዳለወ ንሕንሕ ኩዕሶ እግሪ ጋንታ ክፍለ ከተማ ኲሓ ንመጋጥምታ ብምስዓር ተዓዋቲት ዋንጫ ለካቲት ኮይና። ኣብዚ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣባል ስራሕ ፈፃሚ ውድብና ህወሓትን ከንቲባ ከተማ መቐለ ዶ/ር ረዳኢ በርሀን ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓትን ከምኡ’ውን መ...

ተወሳኺ ንባብ
ን20 መዓልታት ዝዘልቕ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ 3 ለካቲት 2017 ዓ/ም ብዕሊ ተጀሚሩ

ን20 መዓልታት ዝዘልቕ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ 3 ለካቲት 2017 ዓ/ም ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡ እቲ ወፍሪ መቐፀልታ ንዝሓለፉ ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ወርሒ ለካቲት ከካይዶ ዝፀንሐ ሰፊሕ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን እዩ፡፡ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን እዚ ዓመት ካብ 26 ክሳብ 30 ጥሪ 2017 ዓ/ም ብዜ...

ተወሳኺ ንባብ