ፅምብል መበል 50 ዓመት ምስረታ ወርቂ እዮቤልዩ ጋዜጣ ወይን
መበል 50 ዓመት ወርቂ እዮቤልዩ ምስረታ ጋዜጣ ወይን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ። ዋና ዳይሬክተር ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ብፃይ ተወልደብርሃን ተኽሉ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ወይን ፤ ኣብ 50 ዓመት ሰለስተ ምዕራፍ ተቓሊሳ ዘቃለሰት ልሳን ከምዝኾነት ብምግላፅ ኣብ ዕጥቂ ቃልሲ መለዓ...
ተወሳኺ ንባብ
ተወከልቲ ብሄረሰብ ኩናማ፣ ነበርቲ ከተማ ሸራሮን ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብን ዝሳተፍሉ ህዝባዊ መድረኽ ይካየድ ኣሎ
ተወከልቲ ብሄረሰብ ኩናማ፣ ነበርቲ ከተማ ሸራሮን ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብን ዝሳተፍሉ ህዝባዊ መድረኽ ይካየድ ኣሎ። መድረኽ ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምምዳር ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ኣባል ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊት ቤትፅሕፈትን ውድብና ህወሓት ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር ከምኡ እውን ኣመ...
ተወሳኺ ንባብ
ብምርምርን ንፁር ስትራቴጂን ዝመረሐ ህዝባዊ መራሒ - ዝኽሪ መበል 13 ዓመት ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ
ዝኽሪ መበል 13 ዓመት መስዋእቲ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ "ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ልምዓት ብምርምርን ንፁር ስትራቴጂን ዝመረሐ ህዝባዊ መራሒ እዩ።" ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛው ነዙይ ዝበለ መበል 13 ዓመት መስዋእ...
ተወሳኺ ንባብ
ስሩዕ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ተሳሊጡ
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝሓዞም ኣጀንዳታት ብዕምቆት ዘትዩ ቀፀልቲ ኣንፈታት ብምቕማጥ ዛዚሙ፡፡ ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይን ከባቢናን ፣ ኣፈፃፅማ መደባት ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕን ኣንፈታ...
ተወሳኺ ንባብ
ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ነጋዶን፣ ኣባገዳታትን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም
"ንደልዮ ሓቀኛ ሰላም ስለዝኾነ ተጀሚሩ ዘሎ ምንቅስቓስ ሓቀኛ ድሌት ሰላም ዝሓዘ ክኾን ንፅበ" ኣቦወንበር ወድብና ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል "ናብቲ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ስምምዕ ፕሪቶርያ እንተተመሊስና ኩሎም ፀገማት ብሰለማዊ መንገዲ ...
ተወሳኺ ንባብ
ፌስቲቫል ተጋሩ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ
ብዝተፈላለየ ምድላዋት ክፅንበል ዝቐነየ ፌስቲቫል ተጋሩ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ፅባሕ ብዝለዓለ ድምቀት ክዛዘም እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ብስሩዕ ዝተኸፈተ ፌስቲቫል ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ብሰሉስን ሮብዕን ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ዘተ ዝተኻየደ ኮይኑ ተሳተፍቲ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ኮይኖም ከም ወት...
ተወሳኺ ንባብ
