Skip navigation
ብምርምርን ንፁር ስትራቴጂን ዝመረሐ ህዝባዊ መራሒ - ዝኽሪ መበል 13 ዓመት ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ

ዝኽሪ መበል 13 ዓመት መስዋእቲ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ "ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ልምዓት ብምርምርን ንፁር ስትራቴጂን ዝመረሐ ህዝባዊ መራሒ እዩ።" ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛው ነዙይ ዝበለ መበል 13 ዓመት መስዋእ...

ተወሳኺ ንባብ
ስሩዕ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ተሳሊጡ

ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝሓዞም ኣጀንዳታት ብዕምቆት ዘትዩ ቀፀልቲ ኣንፈታት ብምቕማጥ ዛዚሙ፡፡ ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይን ከባቢናን ፣ ኣፈፃፅማ መደባት ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕን ኣንፈታ...

ተወሳኺ ንባብ
ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ነጋዶን፣ ኣባገዳታትን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም

"ንደልዮ ሓቀኛ ሰላም ስለዝኾነ ተጀሚሩ ዘሎ ምንቅስቓስ ሓቀኛ ድሌት ሰላም ዝሓዘ ክኾን ንፅበ" ኣቦወንበር ወድብና ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል "ናብቲ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ስምምዕ ፕሪቶርያ እንተተመሊስና ኩሎም ፀገማት ብሰለማዊ መንገዲ ...

ተወሳኺ ንባብ
ፌስቲቫል ተጋሩ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ

ብዝተፈላለየ ምድላዋት ክፅንበል ዝቐነየ ፌስቲቫል ተጋሩ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ፅባሕ ብዝለዓለ ድምቀት ክዛዘም እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ብስሩዕ ዝተኸፈተ ፌስቲቫል ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ብሰሉስን ሮብዕን ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ዘተ ዝተኻየደ ኮይኑ ተሳተፍቲ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ኮይኖም ከም ወት...

ተወሳኺ ንባብ
መድረኽ ዝኽሪ ዓወት ወፍሪ ኣሉላ

ብፃይ ዶ/ር ረዳኢ በርሀ ነዚ ዝበለ ብምኽንያት ዝኽሪ ዓወት ወፍሪ ኣሉላ ብምትሕብባር ምምሕዳር ከተማ መቐለን ኣርሚ 22 ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲ እዩ። ኣብቲ ዝተኻየደ መኸተ ኩሉ ትግራዋይ ነቲ ጀኖሳይዳዊ ወራር ንምምካት ዓሲሉ መኪቱ እዩ ዝበለ ዶ/ር ረዳኢ፣ ኣብ ዓወት 21 ...

ተወሳኺ ንባብ
ኣስካሬን ጀጋኑ ተጋደልቲ ብኽብሪ ተላዒሉ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ዓሪፉ

ኣስካሬን ኣብ ሸውዓተ ሕጉምን ከባቢኣን ዝተሰውኡ ጀጋኑ ተጋደልቲ ብኽብሪ ተላዒሉ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ይዓርፍ ኣሎ።

ተወሳኺ ንባብ

ዋኒና


ካብ ማህደርና

እዋናዊ

ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት - ነሓሰ 10፣ 2017
Aug. 16, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት - ሓምለ 19፣ 2017
July 26, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ኣጀንዳና ምድሓን ህዝብናን ምኽባር ረብሓ ህዝቢ ትግራይን እዩ!
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት - ሓምለ 12፣ 2017
July 19, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ሓሶት ብምድግጋም ሓቂ ክኸውን ኣይኽእልን!
Feb. 26, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ሓሶት ብምድግጋም
ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ
ጥሪ 17, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት
ስሩዕ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብ ህወሓት
ጥሪ 13, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።