ዜና
ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ
ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ዕለት 5 ክሳብ 7 ጥሪ 2017 ዓ.ም ኣኼብኡ ብምስላጥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ፣ ኣብ ጉዳይ ሓራ ዘይወፀ፣ ዝተመዛበለን ዝተሰደደን ህዝብና ከምኡ እውን መንግስቲ ኢትዮጵያን ከም ቦርድ መረፃ ዝ...
ተወሳኺ ንባብመግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት
መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ሓዳጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ!! መእተዊ ንሕና ኣብዚ መድረኽ ክሳተፍ ካብ ዝግበኦ ላዕለዎት ኣመራሓ ውድብናን ኣባላት ኮሚሽን ማእኸላይ ቁፅፅርን 95%/ ኣብዚ “ወፍሪ እምቢታ” ብዝብል ስያመ እናተምረሐ ካብ ዕለ...
ተወሳኺ ንባብመግለፂ ቅዋም ክልላዊ መድረኽ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ
መግለፂ ቅዋም ክልላዊ መድረኽ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ሓዳጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ!! መእተዊ ንሕና ኣብዚ ክልላዊ መድረኽ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ክሳተፋ ካብ ዝግባእ 1500 ተሳተፍቲ 99% ኣብዚ “ወፍሪ እምቢታ” ብዝብል ስያመ እናተምረሐ ዕለት 12 ታሕሳስ ...
ተወሳኺ ንባብጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ስልጣን ህዝቢ ብዘይኣግባብ ንምምንጣል ኩሉ ዓይነት ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይፍፅም ኣሎ።
"ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ስልጣን ህዝቢ ብዘይኣግባብ ንምምንጣል ኩሉ ዓይነት ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይፍፅም ኣሎ።" ምክትል ኣቦ ወንበር ውድብና ህወሓት ብፃይ ኣማኒኤል ኣሰፋ ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ መናእሰይ ነቲ መድረኽ መሪሑ ዘመያየጠ...
ተወሳኺ ንባብቀንዲ ነጥብታት ተጋዳሊት ኪሮስ ሓጎስ ኣብ መኽፈቲ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ነባር ዓቕሚ ከተማ ውቕሮ
ኣብ መኽፈቲ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ነባር ዓቕሚ ከተማ ውቕሮ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ተጋዳሊት ኪሮስ ሓጎስ ዘልዐለቶም ቀንዲ ነጥብታት፦ እምቢታ ማለት ኲናት ምእዋጅ ማለት ኣይኮነን። እምቢ ንብል ዘለና ንብሄራዊ ክሕደት እዩ። እዚ ማለት ብሄራዊ ረብሓናን ክብርናን ኣሕሊፍና ክንህብ ስለዘይብልናን በዚ ዝደራ...
ተወሳኺ ንባብመቐፀልታ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ምስ ነባራት ዓቕሚ ከተማ መቐለ
መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ምስ ነባራት ዓቕሚ ከተማ መቐለ ይካየድ ኣሎ። ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምልከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይቕፅል ኣሎ። መቐፀልታ እዞም መድረኻት ሎሚ 20 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም መድረኽ ነባ...
ተወሳኺ ንባብመግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት
መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት
ታሕ. 20, 2024 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ሓዳጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ!! መእተዊ ንሕና ኣብዚ መድረኽ ክሳተፍ ካብ ዝግበኦ ላዕለዎት ኣመራሓ ውድብናን ኣባላት ኮሚሽን ማእኸላይ ቁፅፅርን 95%/ ኣብዚ “ወፍሪ እምቢታ” ብዝብል ስያመ እናተምረሐ ካብ ዕለ...