

• July 10, 2025, 5:30 a.m.
ብፃይ ዶ/ር ረዳኢ በርሀ ነዚ ዝበለ ብምኽንያት ዝኽሪ ዓወት ወፍሪ ኣሉላ ብምትሕብባር ምምሕዳር ከተማ መቐለን ኣርሚ 22 ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲ እዩ። ኣብቲ ዝተኻየደ መኸተ ኩሉ ትግራዋይ ነቲ ጀኖሳይዳዊ ወራር ንምምካት ዓሲሉ መኪቱ እዩ ዝበለ ዶ/ር ረዳኢ፣ ኣብ ዓወት 21 ...
ተወሳኺ ንባብዝኸበርኩም ስድራ ስውኣትን ሃርበኛታት ኣካል ጉዱአትናን! ዝኸበርኩም ኣመራርሓን ኣባላትን መዘና ኣልቦ ሰራዊት ትግራይ!! ዝኸበርኩም ኣመራርሓን ኣባላትን ውድብና ህወሓት!! ዝኸበርኩም ሓለፍቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ!! ዝኸበርኩም መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን! ዝኸበርኩም ኣመራርሓ ተናሓናሕቲ ውድባትን ሲ...
ተወሳኺ ንባብ