ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነታት ከሐልፍ ትፅቢት ይግበር።




ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
•
ጥሪ 13, 2025
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነታት ከሐልፍ ትፅቢት ይግበር።
እቲ ፅርግያ ኣቦ ወንበር ውድብና ህወሓት ብፃይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፣ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ምክትል ኣቦወንበር ውድብናን ብፃይ ኣማኒኤል ኣሰፋ፣ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብና ህወሓት ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይን ካልኦት ኣመራርሓ ውድ...
ተወሳኺ ንባብመግለፂ ቅዋም ኣመራርሓ ጣብያታት 01፣ 03፣04 ከተማ ኣላማጣ መእተዊ ምኽንያት ሓርነት ህዝብታት ኢትዮጵያን ትግራይን ዝኾነ በዓል ጉንበት 20 ንመበል 34 ዓመትኣብ እነኽብረሉ እዋን ኮይንና ውድብና ውድብ ህውሓት ድማ ካብ ምስርታ ልደት 1967 በረኻ ደደቢት ክሳብ ሎሚ ዕለት ናይ ዕድመ ብዓል ፀጋን መበል...
ተወሳኺ ንባብመግለፂ ቅዋም ኣባላት ህወሓት ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ ! መእተዊ ንሕና ኣብ መቐለ ንርከብ ኣባላት ህወሓት ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት "ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ" ብዝብል መራሒ ሓ...
ተወሳኺ ንባብ