ወፍሪ እምቢታ!

ሓሶት ብምድግጋም ሓቂ ክኸውን ኣይኽእልን!
ሓሶት ብምድግጋም ሓቂ ክኸውን ኣይኽእልን! ኣብ ትግራይ ዝቦቐለ ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ቅድሚ ኣዋርሕ ዝጠጅኦ ሓሶትን ፀለመን፤ ሕዚ ሃገራውን ዓለም ለኻውን መልክዕ ንምትሓዝ ብምፍታን ህወሓትን ሰራዊት ትግራይን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ሕቡእ ርክብ ከም ዝጀመሩ ኣምሲልካ ምግዋሕ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ዝኾነ ዓይነት...
ተወሳኺ ንባብ
መልእኽቲ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብና ህወሓትን ኣካቢት ዓብዪ ኮሚቴ ምድላው መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል 11 ለካቲትን
መልእኽቲ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብና ህወሓትን ኣካቢት ዓብዪ ኮሚቴ ምድላው መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል 11 ለካቲትን ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብና ህወሓትን ኣካቢት ዓብዪ ኮሚቴ ምድላው መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል 11 ለካቲትን ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር ...
ተወሳኺ ንባብ
ዋና ቤትፅሕፈት ህወሓት ንመሐከሚ ኣብ መኸተ ጀኖሳይዳዊ ወራር ዝቖሰሉ ጀጋኑ ዝውዕል 1 ሚልዮን ብር ንኮምሽን ሃርበኛታት ኣረኪቡ
ዋና ቤትፅሕፈት ህወሓት ንመሐከሚ ኣብ መኸተ ጀኖሳይዳዊ ወራር ዝቖሰሉ ጀጋኑ ዝውዕል 1 ሚልዮን ብር ንኮምሽን ሃርበኛታት ኣረኪቡ ዋና ቤትፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ብምኽንያት መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን 11 ለካቲት ንመሐ...
ተወሳኺ ንባብ
"ከም ህዝቢ ናብ ሓደጋ ምብትታን ከእትውና ዝደልዩ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡን ሰላማዊ ቃልስና ክንቅፅል ኢና"
"ከም ህዝቢ ናብ ሓደጋ ምብትታን ከእትውና ዝደልዩ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡን ሰላማዊ ቃልስና ክንቅፅል ኢና" ክብሉ ካብ ኩለን ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ዝተወከሉ ኣካላት ገሊፆም። እቶም ተወከልቲ ብቤት ምኽሪ ዝተመረፁ ደኣ እምበር ምስሌኔታት ኣመሓደርቲ ከምዘይቕበሉ ዝገለፁ እንትኾኑ ህዝ...
ተወሳኺ ንባብ
ምስጋና ካብ ዓብዪ ኮሚቴ ምድላው ኣከባብራ መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ በዓል11 ለካቲት
ምስጋና ካብ ዓብዪ ኮሚቴ ምድላው ኣከባብራ መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ በዓል11 ለካቲት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን 11 ለካቲት "50 ዓመት ኣብ ቃልሲ፣ ፅንዓትን ዓወትን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእ...
ተወሳኺ ንባብ
ኣምባሳደራትን ልኡኻትን ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ዘትዮም
ኣምባሳደራትን ልኡኻትን ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ዘትዮም። ኣምባሳደራትን ኣብ ዝተፈላለየ ብርክታት ሓላፍነት ዝሰርሑ ዲፕሎማሰኛታትን ዓባይ ብሪታንያ ፣ ኣሜሪካ፣ ጀርመን፣ ጣልያን፣ ፈረንሳይ፣ ዴንማርክን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ህልዊ ፓለቲካዊ ኩነታት ትግራይን ኣፈፃፅማ ውዕሊ ሰላም...
ተወሳኺ ንባብ
መቐፀልታ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ምስ ነባራት ዓቕሚ ከተማ መቐለ
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ታሕ. 29, 2024 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ምስ ነባራት ዓቕሚ ከተማ መቐለ ይካየድ ኣሎ። ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምልከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይቕፅል ኣሎ። መቐፀልታ እዞም መድረኻት ሎሚ 20 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም መድረኽ ነባ...