መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ምስ ነባራት ዓቕሚ ከተማ መቐለ ይካየድ ኣሎ።
ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምልከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይቕፅል ኣሎ።
መቐፀልታ እዞም መድረኻት ሎሚ 20 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም መድረኽ ነባራት ዓቕሚ ከተማ መቐለ ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ብኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ብፃይ ኣለም ገብረዋህድ እናተመርሐ ይካየድ ኣሎ።
ዝርዝር ትሕዝቶ እቲ መድረኽ ክነስዕብ ኢና።