ተጋድሎ
ጉዕዞ ማገብት ካበይ ናበይ?
ካልኣይ ክፋል
July 15, 2025, 3:14 a.m. • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ብዙሓት ክፋላት ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ደረጀኦም ዝፈላለዩ ተቓውሞታትን ዓመፃትን የካይዱ ነይሮም። ብስርዓት ሃይለስላሴ ይበፅሖም ካብ ዝነበረ ደርባዊ ምዝመዛን ብሄራዊ ወፅዓን ንምንጋፍ፤ ሓረስቶት፣ ተምሃሮ ዩኒቨርስትን ላዕለዋይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን፣ መምህራንን ሰብ ታክስን ከም ኣብነት ይጥቀሱ። ብፍላይ...
ውልደት ማገብት ንምንታይ?
ቀዳማይ ክፋል
July 3, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ክሳብ ዘበነ ሃፀይ ሃይለስላሴ ቀዳማዊ ዝነበሩ ገዛእቲ ደርቢ መሬት ንነጋሲ፣ መሬት ንወዳሲ፣ መሬት ንቐዳሲ፣ መሬት ንሓረስታይ ዝብል ስርዓት ነይርዎም። በዚ ድማ ሓረስታይ ሓሪሱ፣ ኣለስሊሱ፣ ዘሪኡ፣ ፅህዩ፣ ዓፂዱን ኣብ ዓውደ ኣኺዱን ብደመረሃፁ ንዝሓፈሶ ምህርቲ ኣብ መወዳእታ ሲሶን ርብዕን ጥራሕ ብዘርክብ...