ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነታት ከሐልፍ ትፅቢት ይግበር።




ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
•
ጥሪ 13, 2025
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነታት ከሐልፍ ትፅቢት ይግበር።
ኣምባሳደራትን ልኡኻትን ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ዘትዮም። ኣምባሳደራትን ኣብ ዝተፈላለየ ብርክታት ሓላፍነት ዝሰርሑ ዲፕሎማሰኛታትን ዓባይ ብሪታንያ ፣ ኣሜሪካ፣ ጀርመን፣ ጣልያን፣ ፈረንሳይ፣ ዴንማርክን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ህልዊ ፓለቲካዊ ኩነታት ትግራይን ኣፈፃፅማ ውዕሊ ሰላም...
ተወሳኺ ንባብካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ዕለት 5 ክሳብ 7 ጥሪ 2017 ዓ.ም ኣኼብኡ ብምስላጥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ፣ ኣብ ጉዳይ ሓራ ዘይወፀ፣ ዝተመዛበለን ዝተሰደደን ህዝብና ከምኡ እውን መንግስቲ ኢትዮጵያን ከም ቦርድ መረፃ ዝ...
ተወሳኺ ንባብመግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ሓዳጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ!! መእተዊ ንሕና ኣብዚ መድረኽ ክሳተፍ ካብ ዝግበኦ ላዕለዎት ኣመራሓ ውድብናን ኣባላት ኮሚሽን ማእኸላይ ቁፅፅርን 95%/ ኣብዚ “ወፍሪ እምቢታ” ብዝብል ስያመ እናተምረሐ ካብ ዕለ...
ተወሳኺ ንባብ