

የኢ.ፌ.ዲ.ሪ. ጠቅላይ ሚኒስተር ክቡር ዶ/ር ኣብዪ አሕመድ ትግራይን በሚመለከት በህዝብ ተወካዮች ምክር ቤት ቀርበው በሰጡት ሀሳብ ላይ ተመስርቶ ከህወሓት የተሰጠ መግለጫ
• July 5, 2025
ዝኽሪ መበል 13 ዓመት መስዋእቲ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ "ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ልምዓት ብምርምርን ንፁር ስትራቴጂን ዝመረሐ ህዝባዊ መራሒ እዩ።" ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛው ነዙይ ዝበለ መበል 13 ዓመት መስዋእ...
ተወሳኺ ንባብማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝሓዞም ኣጀንዳታት ብዕምቆት ዘትዩ ቀፀልቲ ኣንፈታት ብምቕማጥ ዛዚሙ፡፡ ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይን ከባቢናን ፣ ኣፈፃፅማ መደባት ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕን ኣንፈታ...
ተወሳኺ ንባብ"ንደልዮ ሓቀኛ ሰላም ስለዝኾነ ተጀሚሩ ዘሎ ምንቅስቓስ ሓቀኛ ድሌት ሰላም ዝሓዘ ክኾን ንፅበ" ኣቦወንበር ወድብና ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል "ናብቲ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ስምምዕ ፕሪቶርያ እንተተመሊስና ኩሎም ፀገማት ብሰለማዊ መንገዲ ...
ተወሳኺ ንባብ