

• June 28, 2025
ኣስካሬን ኣብ ሸውዓተ ሕጉምን ከባቢኣን ዝተሰውኡ ጀጋኑ ተጋደልቲ ብኽብሪ ተላዒሉ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ይዓርፍ ኣሎ።
ተወሳኺ ንባብብፃይ ዶ/ር ረዳኢ በርሀ ነዚ ዝበለ ብምኽንያት ዝኽሪ ዓወት ወፍሪ ኣሉላ ብምትሕብባር ምምሕዳር ከተማ መቐለን ኣርሚ 22 ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲ እዩ። ኣብቲ ዝተኻየደ መኸተ ኩሉ ትግራዋይ ነቲ ጀኖሳይዳዊ ወራር ንምምካት ዓሲሉ መኪቱ እዩ ዝበለ ዶ/ር ረዳኢ፣ ኣብ ዓወት 21 ...
ተወሳኺ ንባብ