ኣብቲ ስነስርዓት ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ምክትል ኣቦ ወንበር ውድብና ህወሓትን ብፃይ ኣማኒኤል ኣሰፋ ፣ ኣቦወንበር ውድብና ህወሓት ብፃይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፣ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብና ህወሓት ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር ፣ ኮምሽነር ኮምሽን ሓርበኛታት ተጋዳላይ ናስር መምሑር፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ፣ ኣመራርሓ ውድብናን ግዝየዊ ምምሕዳር ትግራይን ተረኺቦም።
ምዕራፍ ኣስካሬን ሰውኣት ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ፀሊሞይ
ኣብ ፀሉሞይ ዝነበረ ኣስካሬን ጀጋኑ ስውኣት ተጋደልቲ ትግራይ ብኽብሪ ተላዒሉ ኣብ ዝተዳለወ መቓብር ሓርበኛታት ዓሪፉ።
• June 28, 2025
ተዛማዲ
ፅምብል መበል 50 ዓመት ምስረታ ወርቂ እዮቤልዩ ጋዜጣ ወይን
መበል 50 ዓመት ወርቂ እዮቤልዩ ምስረታ ጋዜጣ ወይን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ። ዋና ዳይሬክተር ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ብፃይ ተወልደብርሃን ተኽሉ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ወይን ፤ ኣብ 50 ዓመት ሰለስተ ምዕራፍ ተቓሊሳ ዘቃለሰት ልሳን ከምዝኾነት ብምግላፅ ኣብ ዕጥቂ ቃልሲ መለዓ...
ተወሳኺ ንባብ
ተወከልቲ ብሄረሰብ ኩናማ፣ ነበርቲ ከተማ ሸራሮን ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብን ዝሳተፍሉ ህዝባዊ መድረኽ ይካየድ ኣሎ
ተወከልቲ ብሄረሰብ ኩናማ፣ ነበርቲ ከተማ ሸራሮን ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብን ዝሳተፍሉ ህዝባዊ መድረኽ ይካየድ ኣሎ። መድረኽ ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምምዳር ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ኣባል ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊት ቤትፅሕፈትን ውድብና ህወሓት ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር ከምኡ እውን ኣመ...
ተወሳኺ ንባብ
ብምርምርን ንፁር ስትራቴጂን ዝመረሐ ህዝባዊ መራሒ - ዝኽሪ መበል 13 ዓመት ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ
ዝኽሪ መበል 13 ዓመት መስዋእቲ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ "ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ልምዓት ብምርምርን ንፁር ስትራቴጂን ዝመረሐ ህዝባዊ መራሒ እዩ።" ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኛው ነዙይ ዝበለ መበል 13 ዓመት መስዋእ...
ተወሳኺ ንባብ