ወፍሪ እምቢታ!

A Call to the International Community: Stop the Silent Genocide in Tigray
A Call to the International Community: Stop the Silent Genocide in Tigray Weekly Statement of TPLF We, the Tigray People’s Liberation Front (TPLF), issue this urgent appeal with grief and ...
ተወሳኺ ንባብ
ሰላሕታዊ ጀኖሳይድ ትግራይ ከብቅዕ ማሕበረሰብ ዓለም እጃሙ ይዋፃእ!
ሰላሕታዊ ጀኖሳይድ ትግራይ ከብቅዕ ማሕበረሰብ ዓለም እጃሙ ይዋፃእ! ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ ማእኸል መዕቖቢ ተመዛልቲ መቐለ ወዲ ሓደ ዓመትን ኣርባዕተ ወርሕን ዕሸል ናኦድ ሃይለስላሰ ብኣራዊት ሂወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልፅ፡፡ እዚ ኣብ ማእኸል መዕቖቢ ተመዛበልቲ ወገናትና ዘጋጠመ...
ተወሳኺ ንባብ
ሰሙናዊ መግለፂ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ - ነሓሰ 17፣ 2017
ሰሙናዊ መግለፂ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ህወሓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ እንኳዕ ነታ ካብ ዓመት ንዓመት ተሃንጢኽን እተብዕለኣ ኣሸንዳ ኣብፀሐክን እንትብል ዝለዓለ ፍናንን ክብርን ይስመዖ። ኣሸንዳ ብቕብብል ወሎዶታት ሃይማኖታውን ባህላውን ትውፊቱ ዓቂቡ ሓደ መግለፂ ህዝቢ ...
ተወሳኺ ንባብ
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት - ነሓሰ 10፣ 2017
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ሳልሳይ ዓመቱ ይደፍን ኣሎ። እቲ ስምምዕ ኩለመዳያዊ መልክዓት ሞትን ስቓይን ህዝብና ንኸብቅዕ ዝተበፅሐ እኳ እንተኾነ ብሰንኪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ሰምምዕ ንምትግባር ዘኽእል ተበግሶ ዘይምህላዉ ሞትን ስቓይን ህዝብና ክገትእ ኣይከኣለን። ወረርቲ ሓይልታት ...
ተወሳኺ ንባብ
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት - ሓምለ 19፣ 2017
መራሕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንፍትሓዊ ሕቶ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ብኻልኦት ናይ ፈጠራ ኣጀንዳታት ብምኽዋል ትማሊ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ካብ ዝፍፅምዎ በደል ከይተጠዓሱ ሕዚ እውን ኣጠናኺሮም ይቕፅልሉ ኣለዉ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ኮነ መሪሕ ውድቡ ህወሓት ኣብዚ ሕዚ እዋን ናይ ኩሉ ቀዳምነታት ቀዳማይ ኣጀንደኦም ምድሓን ብሰላ...
ተወሳኺ ንባብ
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት - ሓምለ 12፣ 2017
ፍትሓዊ ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ብመፈራርሒ ኲናት ምዕፋን ኣይከኣልን! ህዝቢ ትግራይ ኮነ መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኩሎም ኣፈላላያት ብሰለማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ክፍትሑ ከምዘለዎም ናይ ትማሊ ኮነ ናይ ሎሚ ዘይንቕነቕ ቅዋሞም እዩ። ሰለማዊ ልዝብ ኮነ ሽምግልና ካብቶም መበቆላዊ ትውፊታት ህዝቢ ትግራይ እ...
ተወሳኺ ንባብ
መግለፂ ቅዋም ኣባላት ህወሓት ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት
ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ!
ጥሪ 5, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
መግለፂ ቅዋም ኣባላት ህወሓት ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ ! መእተዊ ንሕና ኣብ መቐለ ንርከብ ኣባላት ህወሓት ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት "ሓደጋ ብሄራዊ ክሕደት፣ ምልክን ብተናን ዝምከት ብመሪሕነት ህወሓት እዩ" ብዝብል መራሒ ሓ...