ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነታት ከሐልፍ ትፅቢት ይግበር።



ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
•
ጥሪ 13, 2025
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነታት ከሐልፍ ትፅቢት ይግበር።



ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሳወር ዘሎ ካሊእ ዙር ደማዊ ኲናት ደው ይበል! - ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ንሰላም ካብ ዘለዎም ዘይንቕነቕ መትከል ዋጋ እናኸፈሉ እውን እንተኾነ ኩሎም ኣፈላላያት ብዝርርብን ሰለማዊ መንገድን ክፍትሑ ክሰርሑን ክምሕፀኑን ፀኒሖምን...
ተወሳኺ ንባብ
ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት - ህፁፅ ዘላቒ መፍትሒ ዝጠልብ ዘሎ ሰላሕታዊ ጀኖሳይድ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ኣብ ማእኸላት መዕቖቢ ዝርከብ ህዝብና ከም ህዝቢ ከይበረሰ ህፁፅ ዘላቒ መፍትሒ ክግበረሉ ወግሐ ፀብሐ ይሓትት ኣሎ። እዚ በቢመዓልቱ ብጥሜትን ሕማምን ዝሃልቕ ዘሎ ህዝቢ ምስቲ በቢእዋኑ እናነከየ ዝኸድ ዘሎ ...
ተወሳኺ ንባብ
ንትግራይ ዘግለለ ዛዕባ ትግራይ ብኣግኡ ክእረም ይግባእ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ዝተበፅሐ ስምምዕ ፕሪቶርያ ድምፂ ቶኽሲ ከብቅዕ ካብ ምግባር ሓሊፉ ንዘላቒ ሰላም ባይታ ከንፅፍን ከመቻቹን ዕላማ ጌሩ ዝተበፅሐ ስምምዕ ምዃኑ ኣብ ዓንቀፅ ሓደ ተቐሚጡ ይርከብ፡፡ ህዝቢ ትግራይ...
ተወሳኺ ንባብ