


መድረኽ ዝኽሪ ዓወት ወፍሪ ኣሉላ
ብፃይ ዶ/ር ረዳኢ በርሀ ነዚ ዝበለ ብምኽንያት ዝኽሪ ዓወት ወፍሪ ኣሉላ ብምትሕብባር ምምሕዳር ከተማ መቐለን ኣርሚ 22 ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፎ መልእኽቲ እዩ። ኣብቲ ዝተኻየደ መኸተ ኩሉ ትግራዋይ ነቲ ጀኖሳይዳዊ ወራር ንምምካት ዓሲሉ መኪቱ እዩ ዝበለ ዶ/ር ረዳኢ፣ ኣብ ዓወት 21 ...
ተወሳኺ ንባብ
ኣብ ምዕራፍ ሓርበኛታት ሸውዓተ ሕጉም
ዝኸበርኩም ስድራ ስውኣትን ሃርበኛታት ኣካል ጉዱአትናን! ዝኸበርኩም ኣመራርሓን ኣባላትን መዘና ኣልቦ ሰራዊት ትግራይ!! ዝኸበርኩም ኣመራርሓን ኣባላትን ውድብና ህወሓት!! ዝኸበርኩም ሓለፍቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ!! ዝኸበርኩም መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን! ዝኸበርኩም ኣመራርሓ ተናሓናሕቲ ውድባትን ሲ...
ተወሳኺ ንባብ

መድረኽ ዝኽሪ ዓወት ወፍሪ ኣሉላ
ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን) ኣብ መድረኽ ዝኽሪ ወፍሪ ኣሉላ ኣብ ዘቕረቦ መበገሲ ዘተ ወፍሪ ኣሉላ መስተንክራዊ ስርሒት ሰራዊት ትግራይ ዝተመስከረሉ እዩ ፍሪ እዩ ኢሉ። ቀንዲ ምሽጥራት ዓወት ወፍሪ ኣሉላ ኣብ ውሽጥን ወፃእን ዝነበረ ህዝብና ሓደ ኮይኑ ብሓድነት ስለዝተቓለሰ ምዃኑ ገሊ...
ተወሳኺ ንባብዋኒና
ካብ ማህደርና
እዋናዊ
ስድራ ስውኣትን መናእሰይን ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ልምዓት ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ከንቲባ ከተማ መቐለ
March 21, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ሰላምን ድሕንነትን ህዝብና ንምርግጋፅ ቀዳምነት ሂብና ክንሰርሕ ኢና ኢሉ ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ብፃይ ሃይላይ ኣረጋዊ
March 21, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ብፃይ ሃይላይ ኣረጋዊ
መልእኽቲ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብና ህወሓትን ኣካቢት ዓብዪ ኮሚቴ ምድላው መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤል 11 ለካቲትን
Feb. 19, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ዋና ቤትፅሕፈት ህወሓት ንመሐከሚ ኣብ መኸተ ጀኖሳይዳዊ ወራር ዝቖሰሉ ጀጋኑ ዝውዕል 1 ሚልዮን ብር ንኮምሽን ሃርበኛታት ኣረኪቡ
Feb. 26, 2025, 4:56 p.m. • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
"ከም ህዝቢ ናብ ሓደጋ ምብትታን ከእትውና ዝደልዩ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡን ሰላማዊ ቃልስና ክንቅፅል ኢና"
Feb. 24, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ምስጋና ካብ ዓብዪ ኮሚቴ ምድላው ኣከባብራ መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ በዓል11 ለካቲት
Feb. 25, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት
ኣምባሳደራትን ልኡኻትን ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብና ህወሓት ዘትዮም
Feb. 11, 2025 • ቤት ፅሕፈት ህወሓት